Mestyat Tibeb

Mestyat Tibeb Mestyat Tibeb

  • 34
  • 1 633 452
ቻነል መስትያት ጥበብ፣ ውላድ መስትያት ቤትና ኮይና ንኤርትራዊ ባህሊ ንምዕባይን ሓደስቲ ስነጥበባውያን ክፍርዩ ንምሕጋዝን ኣእዳዋ ሰብሲባ ክትሰርሕ ዝተበገሰት ናይ ጥበብ ማዕከን እያ። ኣብዛ ቻነል ዝተፈላልዩ ግጥምታት ይንበቡ፣ ልቢ ወለዳትን ኣብ ሓቀኛ ፍጻሜ ተሞርኪሶም ዝተጻሕፉ ጽሑፋት ይትረኹ፣ ብዘይካ'ዚ ዝተፈላለዩ ሙዚቃዊ ስርሓት'ውን ዘካተተ እዩ። ዝኾነ ተውህቦ ኣለኒ ዝብል ስነጥበባዊ ድማ ክእለቱ ክፍትሽ ኣብ'ዛ ቻነል ስርሓቱ ከቕርብ ዕዱም እዩ።

Video

Kommentarer